እዛ ዳግመ ቅንብር ናይዛ ደርፊ (ተቐዲመ) ገለ ፍጠራታትን ናይ መድረኽ ጸወታ ብዝጥዕም ብቅዲ ህርመት ሬገ (Reggae) ወሲኽካ ሓድሽ ጠመተን ውህደት ንምንጽብራቕ ደኣምበር: መተካእታ ናይታ ኣብ 2009 ዝተሰርሕት ክሊፕ ዘይኮነትን::
ብዓቢኡ ከኣ: ነቲ ናብ በተመዘክር ግዒዙ ዘሎ ክፋል ውርሻናን ዚኾነ ዘመናዊ ሙዚቃ ኣብ ምዕቃብ: ከም ስነ – ጥበባዊ ብዓቕመይን ብዓቅሚ እቶም ከይተሓለሉ ኣብ ጎነይ ኮይኖም ንራእየይ ምስ ራኢኦም ጸንቢሮም ዝሰርሑ ሙዚቀኛታትን ገለ ንእሽቶ ኣበርክቶ ንምግባር ኢዩ::
ኡሉ ግዜ ሙዚቃ ብዘይ ተሳትፎ ሰማዕቲን ኣስተማቐርትን: ክፋል መዓልታዊ ሂውትና ካብ ምዃን ተሪፎም, ዝተሰነዱ ቃናታት ኮይኑ ጥራሕ ስለ ዝተርፍ, ኣብ እነፍርዮ ስራሓት ከቢድ ዘይምለስ ወጻኣኢታት: ናይ ግዜን ጉልበትን ሓሳባት ሃልኪ ዝሓለፎ ኩሉ ዓውዲ ስነ ጥበብ: ተሳትፎኹም: ነጥበ መቐይሮ ናይ ስነ- ጥበብን ጠቢባንን ኢዩ እሞ ስምዒታትኩም: ጦብላሕታኹም ንዕሊ ኩሉ ከኣ ሃያሲ ርእይቶኹም ክትጽሕፉን ከተካፍሉን ብሽም ኩሎም መሳርሕተይ ብክብሪ ይዕድም::
Eritrean Music 2020 :
Subscribe: https://www.youtube.com/channel/UCMKQ0pssDpaUR56f8cz9aSw?view_as=subscriber
Instagram:
Facebook: https://www.facebook.com/?ref=tn_tnmn
Twitter:
Website:
You're my favourite singer forever wedi andom asli😔❤️
😘👍🌷🙏❤
መርሓባ ግርማ ጥበብ ብሉጽ ናይ ቡጻት
https://youtu.be/DVlc2xpa-QA
😍🇪🇷🙏🏿💯
You are talented
Srah zseane felasi qobiu kedidu ysefi zbahal kemzi natka eu Ghirmay
Well done z Arkey . At least I heard different and very classic song . Please keep on !
ሰላም ግርማይ ዓንዲት እንቃዕ ብደሃን መፀኻና : ወትሩ ብሉፅ ስራሕ 'ም ሰራሕካ : ቐፅሎ ጅግና ርሑስ ኣውደኣመት ልደት ይግበረልካ ምስ ስድራቤትካ 🔥❤️👏👏👏
ግርሜሶ ብሉጽ ስነ ጥበባዊ ጽቡቕ ስራሕ።
Well done, grmai andom
The original one is the best . I am really crazy of this music .
Srah zseane gasa betri yixiyiq kibahal semieka do girmeso hadish firiyat hizka mixana please akmi aleka.
You are the best✌️🇪🇷
ግርሜሶ ሰላም ነዓኻ።ካብቶም ኣዝዮም ዉሑዳት ዘድንቖም ስነ-ጥበበኛ ኢኻ።ጸባ ስተ ቅሩብ ሞራል ናይ ጥበብና መሊስካዮ።እዚን ዝነበረን መባእታዊ እዩ፡ ካልእ ኢና ንጸበ ካባኻ፡ምኽንያቱ ብሉጽን፡ትርኑዕ ውሁብቶን ስለ ዘሎካ።
good job brother
Reggae Love it!!!
Eddme Yehabka Amlak!
ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ግርሜሶ…keep up the good work brother!
Neay eta 1st xbuk rekibeya sorry ☹️
ጅግና ኤርትራዊ
Big love 💖
ياريت لو تعرفي كم فاقد حنانك🤩
🎵❌ Nay hji malet iye dgma
טוב לראות😍😍 אתה זמר הגיבור שלנו 👨🎤
We are waiting more from U grmso, keep going